Learn Languages Online!

Home  >   50languages.com   >   ትግርኛ   >   ማክዶኒኛ   >   Table of contents


82 [ሰማንያንክልተን]

ሕሉፍ 2

 


82 [осумдесет и два]

Минато време 2

 

 

 Click to see the text! arrow
  
ግድን ዲዩ ኣምቡላንስ ክትጽውዕ ዘለካ ?
ግድን ሓደ ሓኪም ክትጽውዕ ዘለካ?
ግድን ንፖሊስ ክትጽውዕ ?
 
 
 
 
እቲ ቁጽሪ ተለፎን ኣለኩም ዶ? ክሳብ ሕጂ ኔሩኒ ።
እቲ ኣድራሻ ኣለኩም ዶ? ክሳብ ሕጂ ኔሩኒ ።
እቲ ፕላን ናይ ከተማ ኣለኩም ዶ? ክሳብ ሕጂ ኔሩኒ ።
 
 
 
 
ኣብ ሰዓቱ ድዩ መጺኡ? ኣብሰዓቱ ክመጽእ ኣይከኣለን።
እቲ መገዲ ረኺቡዎ ዶ? ንሱ እቲ መገዲ ክረኽቦ ኣይከኣለን።
ንሱ ተረዲኡካ ዶ?ንሱ ንዓይ ክርድኣኒ ኣይከኣለን።
 
 
 
 
ስለምንታይ ብሰዓቱ ክትመጽእ ዘይከኣልካ?
ስለምንታይ መገዲ ክትረኽቦ ዘይከኣልካ?
ስለምንታይ ንዕኡ ክትርድኦ ዘይከኣልካ?
 
 
 
 
ቡስ ስለዘይነብረ ኣብሰዓተይ ክመጽእ ኣይከኣልኩን።
ፕላን ናይ ከተማ ስለዘይነበረኒመገዲ ክረክብ ኣይከኣልኩን።
ሙዚቃ ዓው ኢሉ ስለ ዝነበረ ንዕኡ ክርድኦ ኣይከኣልኩን ።
 
 
 
 
ሓደ ታክሲ ክወስድ ኔሩኒ።
ሓደ ፕላን ናይ ከተማ ክገዝእ ኔሩኒ።
እቲ ሬድዮ ከጥፍኦ ኔሩኒ።
 
 
 
 

 


Downloads are FREE for private use, public schools and for non-commercial purposes only!
LICENCE AGREEMENT. Please report any mistakes or incorrect translations here.
Imprint - Impressum  © Copyright 2007 - 2020 Goethe Verlag Starnberg and licensors. All rights reserved.
Contact
book2 ትግርኛ - ማክዶኒኛ for beginners