Learn Languages Online!

Home  >   50languages.com   >   ትግርኛ   >   ጃፓንኛ   >   Table of contents


15 [ዓሰርተሓሙሽተ]

ፍሩታታትን ኣስቬዛን

 


15 [十五]

果物と食品

 

 

 Click to see the text! arrow
  
ኣነ ሓደ ፍራውለ ኣሎኒ።
ኣነ ሓንቲ ኪቪን ሓደ መሎንን ኣሎኒ።
ኣነ ሓደ ኣራንጅን ሓንቲ ግረፕ-ፍሩትን ኣሎኒ።
 
 
 
 
ኣነ ሓደ ቱፋሕን ሓደ ማንጎን ኣለኒ።
ኣነ ሓደ ባናናን ሓደ ኣናናስን ኣሎኒ።
ኣነ ሓደ ሳላጣ-ፍሩታ እገብር።
 
 
 
 
ኣነ ሓደ ቶስት እየ ዝበልዕ።
ኣነ ሓደ ቶስት ምስ ጠስሚ እበልዕ።
ኣነ ሓደ ቶስት ምስ ጠስምን ማርማላድን እበልዕ።
 
 
 
 
ኣነ ሓደ ሰንድዊጅ (ፓኒኖ) እበልዕ።
ኣነ ሓደ ሰንድዊጅ ምስ ማርጋሪን እበልዕ።
ኣነ ሓደ ሰንድዊጅ ምስ ማርጋሪንን ጸብሒ-ኣቡንን እበሎዕ።
 
 
 
 
ንሕና ባንን ሩዝን የድልየና።
ንሕና ዓሳን ስጋን የድልየና።
ንሕና ፒሳን ስፓገትን የድልየና።
 
 
 
 
እንታይ ኣሎ ጌና ዘድልየና?
ንሕና ካሮትን ጸብሒ-ኣቡንን ንመረቕ የድልየና።
ሱፐርማርክት ኣበይ ድዩ ዘሎ?
 
 
 
 

 


Downloads are FREE for private use, public schools and for non-commercial purposes only!
LICENCE AGREEMENT. Please report any mistakes or incorrect translations here.
Imprint - Impressum  © Copyright 2007 - 2018 Goethe Verlag Starnberg and licensors. All rights reserved.
Contact
book2 ትግርኛ - ጃፓንኛ for beginners