»

le fauteuil
ንኡስ-ጣውላ ዝለገቦ ሰድያ

la commode
ብትሬቶታት ዝተሰርሐ ከብሒ ክዳውንቲ

le rideau
ናይ መስኮት መጋረጃ/ተንዲኒ

le parc pour bébé
ዓራታዊ መጻወቲ ህጻን

le fauteuil à bascule
ሰለል ዝብል ሰድያ

le coffre-fort
ብኮድ ዝዕጾ ሓጺናዊ መቐመጢ ገንዘብ

la table de chevet
ተወሳኺ ንኡስ-ጣውላ

le tabouret
ብጣውላ ዝተሰርሐ ክባዊ መንበር

la lampe de table
ናይ ኮሞዲኖ መብራህቲ