ዓይነታት መስተ - Gėrimai


alkoholis
አርኮል


alus
ቢራ


alaus butelis
ጥርሙስ ናይ ቢራ


dangtelis
ቆብዕ:ሸፈነ:ዓጸወ:ከደነ


kapučinas
ጸባን ቡንን ዝተሓሰ ውዑይ ዝስተ


šampanas
ዓይነት አልኮላዊ መስተ


šampano taurė
ብርጭቆ መስተዪ ሻምፓኝ


kokteilis
ሕውስዋስ መስተ ወይ ፍረታት


kava
ቡን


kamštis
ቡሽ መወተፊ ጥርሙስ


kamščiatraukis
መክፈቲ ቡሽ ናይ ጥርሙስ


vaisių sultys
ጽማቅ ናይ ፍሩታታት


piltuvėlis
መንቆርቆር


ledo kubelis
በረድ ናይ ፍርጅ


ąsotis
ጃግ መቅድሒ ማይ


virdulys
በራድ


likeris
ዓይነት ኣልኮላዊ መስተታት


pienas
ጸባ


puodelis
ዓቢ ብርጭቆ


apelsinų sultys
ጹማቅ ኣራንሺ


ąsotis
ብራካ:ዕትሮ


vienkartinis puodelis
ካብ ፕላስቲክ ዝተሰርሐ ኩባያ


raudonasis vynas
ዝስተ ኣልኮላዊ ቀይሕ ወይኒ


šiaudelis
መምጸዪ:መስተዪ ጹማቅ


arbata
ሻሂ


arbatinukas
መቅድሒ ሻሂ


termosas
ቴርሙስ


troškulys
ጽምኢ:ባህጊ


vanduo
ማይ


viskis
ዊስኪ ዓይነት ኣልኮላዊ መስተ


baltasis vynas
ዝስተ ኣልኮላዊ ጻዕዳ ወይኒ


vynas
ወይኒ