መዝገበ ቃላት

ናውቲ ክሽነ   »   Aparells de cuina

el bol

ዓሚቝ ፒያቲ

la cafetera

ቡን እተፍልሕ ማሽን

l‘olla

ጻሕሊ

els coberts

መመታተሪ

la taula de tallar

መምተሪ ጣውላ

els plats

ሸሓኒታት

el rentaplats

መሕጸቢ ኣቝሑ

la galleda de les escombraries

ገረወኛ ናይ ጓሓፍ

la cuina elèctrica

ኤሌትሪካዊ መጎጎ

l‘aixeta

ሩቢኔቶ

la fondue

ፎንዱ

la forquilla

ፎርኬታ

la paella

መኸሸኒ ባዴላ

la premsa d‘alls

መጨፍለቒ ሽጉርቲ ጻዕዳ

la cuina de gas

ምድጃ ናይ ጋዝ

la graella

መጥበሲ ስጋ

el ganivet

ካራ

el cullerot

ጭልፋ

el forn microones

ማይክሮወይቭ

el tovalló

ሶፍት

el trencanous

መሐምሸሺ ካዕካዕ

la paella

ባዴላ

el plat

ፒያቲ

la nevera

ፍሪጅ

la cullera

ማንካ

les estovalles

ሽፋን ጣውላ

la torradora

መሽለቚት ቶስት

la safata

ጸፊሕ ሸሓኒ

la rentadora

ሓጻቢት ክዳን ማሽን

el batedor

ስኮባ/ሰስ መበሊ
ንድሕሪት ተመለስ