መዝገበ ቃላት

ምጥቕላል: ምዕሻግ   »   Embalatge

el paper d‘alumini

መጠቅለሊ መግቢ ካብ ኣሉሚንዩም ዝስራሕ

la bóta

በርሚል:ፊስቶ:ሻምብቆ ብረት

la cistella

ዘንቢል

l‘ampolla

ጥርሙስ

la capsa

ሳንዱቕ

la capsa de bombons

ችኮላታ ዝመልአ ሳንዱቅ ወይ ካርቶን

el cartró

ካርቶን

el contingut

ትሕዝቶ:መጠን:ዕጉብ:ሕጉስ:

la caixa

ካሴታ:ሳንዱቅ

el sobre

ፖስታ መዐሸጊ

el nus

ቁጻር:ፌኮ:ጉጅለ ሰባት:መዐቀኒ ፍጥነት መራክብ

la caixa metàl·lica

ብረታዊ ሳንዱቅ

el bidó d‘oli

ዘይቲ ዝመልአ ፊስቶ

l‘embalatge

ምዕሻግ:ምጥቅላል

el paper

ወረቀት

la bossa de paper

ብወረቀት ዝተሰርሐ ቦርሳ:ሳኬት

el plàstic

ፕላስቲክ

la llauna

ታኒካ

la bossa

ሳንጣ

la bóta de vi

ናይ ወይኒ ፊስቶ

l‘ampolla de vi

ናይ ወይኒ ጥርሙስ

la capsa de fusta

ብዕንጨይቲ ዝተሰርሐ ሳንደቅ
ንድሕሪት ተመለስ