ፍረታት አትክልቲ »
Frukt
blodapelsin
ቀይሕ ዝኸርሱ ኣራንሺ
fruktsallad
ማችዶንያ/ሰላጣ ፍሩታ
krusbär
ፍሪኡ ዝብላዕ ዓይነት ቆጥቃጥ
päron
ምስ ቱፋሕ ዝማሳሰል ዓይነት ፍሩታ
granatäpple
ሜለ ግራና ዓይነት ፍረ
kaktusfikon
እሾኽ ዘለዎ ዓይነት ፍረ
kvitten
ንማልማላታ ዝኸውን ዓይነት ፍረ
svarta vinbär
ቀይሕ ዓይነት ፍረ
jordgubbe
ቀይሕ ደቂቅ ልምሉም ፍረ