መዝገበ ቃላት

ጊዜ   »   Tid

väckarklocka

መተስኢት ሰዓት

antiken

ጥንታዊ አፈ-ታሪክ

antikvitet

ጥንታዊ:ኦሪታዊ

kalender

መዝገብ ቆጸራ

höst

ቀውዒ

rast

ዕረፍቲ:ምስባር:

kalender

ዓውዲ ኣዋርሕ

sekel

ክፍለ ዘመን

klocka

ሰዓት

kaffepaus

ናይ ቡን ወይ ሻሂ ዝወሃብ ዕረፍቲ

datum

ዕለት

digitalklocka

ኣሃዛዊ ሰዓት

solförmörkelse

ምግራድ:ምክዋል ናይ ጸሓይ

slut

መወዳእታ

framtiden

መጻኢ

historia

ታሪክ

timglas

ሰዓት ሑጻ

medeltid

ማእከላይ ዕድመ

månad

ወርሒ

morgon

ንግሆ

det förgångna

ሕሉፍ

fickur

ናይ ጁባ ሰዓት

punktlighet

ጉዜ ምክባር:ቆጸራ ምክባር

rusa

ንሁር ምንቅስቃስ:ታህዋክ:

årstider

ወቅቲታት

vår

ወቕቲ ጽድያ

solur

ሰዓት ጽላሎት/መሪድያና

soluppgång

ጸሓይ ብራቕ

solnedgång

ምዕራብ ጸሓይ

tid

ጊዜ

tid

እዋን

väntetid

ናይ ምጽባይ ጊዜ

helg

ቀዳመ ሰንበት

år

ዓመት
ንድሕሪት ተመለስ