Warning: Undefined array key "HTTP_ACCEPT_LANGUAGE" in /customers/b/d/3/goethe-verlag.com/httpd.www/layout/header.php on line 11 ስነ-ቓላት ተማሃሩ | ትግርኛ » ሮማኒያን
ንድሕሪት ተመለስ
ወትሃደራዊ:ሰራዊት ኩናት - Militar

portavion

ነፈርቲ እትጸውር መርከብ ውግእ

muniţie

ተተኮስቲ ኣጽውራት

armură

ድርዒ ሓጺን

armată

ሰራዊት

arest

ምእሳር

bombă atomică

ኣቶሚካዊ ቦምብ

atac

ምጥቃዕ

sârmă ghimpată

ትሪኮላታ

explozie

ዝነቶገ ነገር

bombă

ቡምባ

tun

መድፍዕ

cartuş

ጥይት

stemă

ወትሃደራዊ ጃኬት

apărare

ምክልኻል

distrugere

ዕንወት

luptă

ባእሲ:ኩናት

luptator-bombardier

ቡምባ ዝትኩስ ወትሃደር

mască de gaze

ማስኬራ ጸረ ጋዝ

gardă

ዋርድያ

grenadă de mână

ቦምባ ኢድ

cătuşe

መቁሕ ኢድ

cască

ብረታዊ ቆብዕ ርእሲ

marș

ማርሽ

medalie

ማዳልያ

armată

ዉትህድርና

marină

ሓይሊ ባሕሪ

pace

ሰላም

pilot

ዘዋሪ ነፋሪት

pistol

ሽጉጥ

revolver

ካዝና ዘለዎ ዓይነት ሽጉጥ

puşcă

ብረት ዝዓጠቀ ሰራዊት:ጠበንጃ

rachetă

ተወንጫፊ

trăgător

መተኮሲ

împuşcătură

ተኹሲ

soldat

ወትሃደር

submarin

ኣብ ውሽጢ ባሕሪ እትንቃሳቀስ መርከብ

supraveghere

ጽኑዕ ሓለዋ

sabie

ሴፍ:ጉራዴ

rezervor

ፊስቶ

uniformă

ድቪዛ

victorie

ዓወት:ምስዓር

câştigător

ተዓዋቲ
ንድሕሪት ተመለስ