መዝገበ ቃላት

ቤት ጽሕፈት   »   Escritório

a esferográfica

ቦል ፔን

a pausa

ዕረፍቲ

a maleta

ባሊጃ-መሰል መትሓዚ

o lápis de cor

ሕብሪ ርሳስ

a conferência

አኬባ:ዋዕላ:ዘተ

a sala de conferências

ኣዳራሽ መአከቢ

a cópia

ቅዳሕ:ድቃል:ግልባጥ

o ficheiro

መሐበሪ:መምርሑ

o arquivador

ማህደር መትህሓዚ ወረቀት:መብረድ:መስርዕ

o armário de arquivo

ከብሒ ፋይላት

a caneta de tinta permanente

ቀለም ዝምላእ ብርዒ

a bandeja para cartas

መቀመጢ ደብዳቤታት ወይ ወረቃቅቲ

o marcador

ቻርኮል

o livro de apontamentos

መዛካከሪ ዝጸሓፈሉ ንኡስ-ጥራዝ

o bloco de notas

መዛካከሪ ዝጸሓፈሉ ንቑመት ዝግንጸል ጥራዝ

o escritório

ቤት ጽሕፈት

a cadeira de escritório

ናይ ቤት-ጽሕፈት ሰድያ

as horas extraordinárias

ተወሰኽቲ ሰዓታት

o clipe para papel

መቀርቀሪ ወረቀት

o lápis

ርሳስ

o furador

ንመንኮሊ ወረቀት ዝጠቅም መሳርሒ

o cofre

ካሳ:ከብሒ:ዕቁብ:ውሑስ:ጥንቁቅ:ርጉጽ

o apara-lápis

መጽረቢ

o papel fragmentado

ዝተቆራረጸ ወረቃቅቲ

a fragmentadora de papel

መቁረጺ ወረቀት

a espiral de encadernação

ሽቦኣዊ መጠርነፊ ወረቃቅቲ

o agrafo

ስልኪ መጣበቂ ወረቀት

o agrafador

መጣበቂ ወረቀት ማሽን

a máquina de escrever

ጻሓፊት ማሽን

o posto de trabalho

መደበር ዕዮ
ንድሕሪት ተመለስ