ዓይነታት ቀወምቲ ሞያታት -
Profissões
o ferreiro
ሓጋዳይ:ቀጥቃጢ ሓጺን ወይ ወርቂ
o toureiro
ምስ ከብቲ ዝቃለስ ሞያዊ
a viagem de negócios
ንግዳዊ መገሻ
o mecânico de automóveis
መካኒክ ናይ መኪና
a empregada doméstica
ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ ጋል
a estudante
ጓለ‘ንስተይቲ ተማሃሪት
o bombeiro
ሰራሕተኛ መጥፋእቲ ሓዊ
o jogador de futebol
ተጻዋታይ ኩዕሶ
o guitarrista
ጊታር ዝጻወት ሰብ
o decorador
ሃንዳሲ ውሽጣዊ ክፍሊ ህንጻ
o canoísta
ብዕንጨይትን ቆርበትን ጅርባን ዝተሰርሐ ታንኪ
o estudante
ወዲ ተብዓታይ ተማሃሪ
o maratonista
ናይ ማራቶን ተቃዳዳሚ
o oftalmologista
ናይ ዓይኒ ሓኪም
o fotógrafo
ናይ ካሜራዊ ስእሊ በዓል ሞያ
o porteiro
ረፋዕ:ኣሳሳዪ:ቢያንቶኒ
o cirurgião
ክኢላ ሕክምናዊ መጥባሕቲ
o motorista de camião
ኣውቲስታ ዓባይ ጽዕነት መኪና
a empregada de mesa
ኣአንጋዲት ዓማዊል ኣብ ሆቴል
o limpador de janelas
ፍኒስትራ ወይ መስትያት ዘጽሪ ሰራሕተኛ