መዝገበ ቃላት

ፖሊስ ትራፊክ   »   Satiksme

nelaimes gadījums

ሓደጋ

barjera

መሰናክል:ዕንቅፋት:ወኪል:ጠበቃ

velosipēds

ብሽክለታ

laiva

ጃልባ

autobuss

ኣውቶብስ

trošu tramvajs

ገመዳዊት ማኪና

auto

መኪና

karavāna

ቃፍላይ

kariete

ኣውቶቡስ:ኣሰልጣኒ

sastrēgums

ጻዕቂ

valsts autoceļš

መንገዲ ገጠር

kruīza kuģis

ተውገግዛጊት መርከብ

līkums

ዝተጠውየ:ሕንጻጽ ኣብ ግራፍ

strupceļš

መወዳእታ ጨንፈር ናይ መንገዲ ባበር

izlidošana

መበገሲ

avārijas bremzes

ናይ እዋን ሓደጋ ልጓም

ieeja

መእተዊ

eskalators

ተንቀሳቃሲ መሳልል

virsnormas bagāža

ዝያዳ ጽዕነት

izeja

መውጽኢ

prāmis

መሳገሪት ጃልባ ወይ ነፋሪት

ugunsdzēsēju automašīna

ናይ መጥፋእቲ ሓዊ ማኪና

lidojums

ነፋሪት

kravas auto

ናይ ጽዕነት መኪና

degviela / benzīns

ነዳዲ

rokas bremzes

ፍሬኖ ማኖ

helikopters

ሄሊኮፕተር

lielceļš

ጽርግያ

liellaiva

መንበሪት ጃልባ

dāmu velosipēds

ናይ ደቀንስትዮ ብሽክለታ

kreisais pagrieziens

ንጸጋም ምጥዋይ

pārbrauktuve

መራኽቢ ሓዲዳዊ መስመርን ጽርግያን

lokomotīve

ተንቀሳቃሲ

karte

ካርታ

metro

ትሕተ-ባይታኣዊ መጓዓዝያ

mopēds

ሞተር ዘለዋ ብሽክለታ

motorlaiva

ሞተር ዘለዋ ጃልባ

motocikls

ሞቶ

motociklista ķivere

ቆብዕ ናይ ሞቶ ዝዝውር ሰብ

motociklists

ክኢላ ዘዋሪ ሞቶ

kalnu velosipēds

ዓይነት ብሽክለታ

kalnu pāreja

ጎቦኣዊ ሃጓፍ

necaurejamā zona

ክሕለፍ ዘይፍቀድ ቦታ

nesmēķētāju zona

ሽጋራ ምትካክ ኩልኩል ዝብል ቦታ

vienvirziena iela

ክትወጽእ ወይ ክትኣቱ ጥራይ ዝፍቀድ ቦታ

autostāvvietas skaitītājs

ሜትሮ መጸግዒ ናይ ማካይን

pasažieris

ተጋዓዛይ

pasažieru lidmašīna

ናይ ተጋዓዝቲ ኣይሮፕላን

gājējs

ኣጋር:እግረኛ

lidmašīna

ነፋሪት

bedre

ዝነሃለ ጕድጓድ ጽርግያ

lidmašīna ar propelleru

ኣንበድባዲ ኣካል ዘለዋ ነፋሪት

dzelzceļš

መንገዲ ባቡር

dzelzceļa tilts

ቢንቶ መንገዲ ባቡር

rampa

ጸፊሕ መደያይቦ

galvenais ceļš

መሰል ተጠቃምነት መገዲ

ceļš

መንገዲ

apļveida krustojums

ጅራ ፍዮሪ

sēdvietu rinda

ጋድማዊ መስርሕ ናይ ኮፍ መበሊ

motorolleris

ላምብሬታ

motorolleris

ላምብሬታ

ceļrādis

ታቤላ

ragavas

ዓረብያ በረድ

sniega motocikls

ውርጪ-ረገጽ መጓዓዚት

ātrums

ፍጥነት:ናህሪ

ātruma ierobežojums

ገደብ ፍጥነት ወይ ናህሪ

stacija

ማዕርፎ:መደበር:ጣብያ

tvaikonis

ብሃፋ ዘብስል ነገር

pietura

ጠጠው ምባል

ielu zīme

ምልክት ናይ ጐደና

ratiņi

ዝዘውር ነገር

metro stacija

መዕርፎ ንኡስ መንገዲ

taksometrs

ታክሲ

biļete

ትኬት

grafiks

ሰደቃ ጊዜ

sliedes

መጓዓዚ መስመር

sliežu pārmija

መቀያየሪ መስመር መጓዓዝያ

traktors

ትራክተር

satiksme

ትራፊክ ፖሊስ

satiksmes sastrēgums

ምዕጋት ዋሕዚ ተሽከርከርቲ

luksofors

ሴማፎሮ

ceļazīme

ናይ ትራፊክ ታቤላ

vilciens

ባቡር

brauciens vilcienā

ምዝዋር ባቡር

tramvajs

ብኤለትሪክ እትኸይድ ባቡር:ኣርባዕተ መንኮርኮር ዘለዎ ባጎኒ

transports

መጋዓዝያ

tricikls

ሰለስተ እግሪ ዘለዋ ብሽክለታ

kravas auto

ናይ ጽዕነት ዓባይ መኪና

divvirzienu satiksme

ኬድካ ክትምለሰሉ ዝፍቀድ መንገዲ

apakšzemes pāreja

ብትሕቲ ሓደ ጽርግያ ዘቃርጽ ካልእ ጽርግያ

rats

መንኮርኮር:ቾርክዮ

dirižablis

ዛፐሊን
ንድሕሪት ተመለስ