Warning: Undefined array key "HTTP_ACCEPT_LANGUAGE" in /customers/b/d/3/goethe-verlag.com/httpd.www/layout/header.php on line 11 ስነ-ቓላት ተማሃሩ | ትግርኛ » ሊቱአኒየን
ንድሕሪት ተመለስ
መግቢ - Maistas

apetitas

ሸውሃት

užkandis

ሸውሃት ዝኸፍት መግቢ ወይ መስተ

šoninė

ዓይነት ስጋ ሓሰማ

gimtadienio tortas

ቶርታ ናይ ዕለተ ልደት

sausainis

ብሽኮቲ

dešrelės

ንኡስ-ግዕዝም ሓሰማ

duona

ባኒ

pusryčiai

ቁርሲ

bandelė

ምቁር ባኒ

sviestas

ጠስሚ

valgykla

ቤት ሻሂ

pyragaitis

ፓስተ:ምቁር ሕብስቲ

saldainis

ካረሜለ

anakardžio riešutai

ዓይነት ፍረ ካዕካዕ

sūris

ፋርማጆ

kramtomoji guma

ማስቲካ

vištiena

ደርሆ

šokoladas

ችኮላታ

kokoso riešutas

ዓይነት ዓካት

kavos pupelės

ቡን

grietinė

ክሬም

kmynai

ንቀመም ዝኸውን ዓይነት ፍረ

desertas

ድሕሪ መግቢ ዝቅረብ ዓይነት መግቢ

desertas

ዓይነት ብያቲ

vakarienė

ድራር

patiekalas

ሸሓኒ

tešla

ብሑቅ

kiaušinis

እንቃቅሖ

miltai

ሓርጭ

keptos bulvytės

ቅልዋ ድንሽ

keptas kiaušinis

ዝተጠብሰ እንቃቅሖ

lazdyno riešutas

ዓይነት ዝብላዕ ፍረ

ledai

ጀላተ

kečupas

ካብ ኮሚደረን በርበረን ዝስራሕ ክሬም

lazanija

ኣብ ፎርኖ ዝበስል ዓይነት ፓስታ

saldymedis

ሊኵሪስያ

pietūs

ምሳሕ

makaronai

ማካሮኒ ዓይነት ፓስታ

bulvių košė

ጋዓት ናይ ድንሽ

mėsa

ስጋ

pievagrybis

ዝብላዕ ዓይነት ቃንጥሻ

makaronai

ተኸሽኑ ዝተዓሸገ ዓይነት ፓስታ

avižiniai dribsniai

ኣጃ

paelja

ፓየላ/ብልዒ ስጳኛ

miltinis blynas

ኣብ ባዴላ ዝስራሕ ምቁር ሕብስቲ

žemės riešutas

ፉልዝቁርጠም

pipirai

በርበረ

pipirinė

መነስነሲ በርበረ

pipirmalė

መጥሓን በርበረ

raugintas agurkas

ዝኩኒ ዝመስል ዓይነት ሓምሊ

pyragas su įdaru

ሳምቡሳ

pica

ፒሳ

kukurūzų spragėsiai

ዕምባባ ኣመሪካ

bulvė

ድንሽ

bulvių traškučiai

ቅልዋ ድንሽ

cukruje arba šokolade apkepti saldumynai

ፕራላይን/ዓይነት ፎፎል

druska apibarstytos lazdelės

ዓይነት ብሽኮቲ

razinos

ዝነቀጸ ወይኒ ወይ ዘቢብ

ryžiai

ሩዝ

kiaulienos kepsnys

ዝተጠብሰ ስጋ ሓሰማ

salotos

ሰላጣ

saliamis

ዓይነት ስጋ ሓሰማ

lašiša

ዓይነት ዓሳ

indelis druskai

መትሓዚ ጨው

sumuštinis

ፓኒኖ:እምበቲቶ

padažas

ጸብሒ

dešra

ግዕዝም

sezamas

ስምስም

sriuba

መረቕ

spagečiai

ፓስታ እስፓጌቲ

prieskoniai

ቀመም

kepsnys

ብስቴካ

braškių pyragas

ብፍረ እስትሮበሪ ዝስራሕ ዶልሺ

cukrus

ሽኮር

grietininiai ledai

ፍረታት ዘለዎ ጀላቶ

saulėgrąžų sėklos

ፍረ ሱፍ

suši

ሱሺ/መግቢ ጃፓናውያን

vaisinis pyragaitis

ዶልሺ:መጺጽ ነገር

skrebutis

መጽለዊ:ዝተጸልው ነገር

vaflis

ዓይነት ዶልሺ

padavėjas

ዓማዊል ተአንግድ ሰራሕተኛ

graikiškas riešutas

ዓይነት ካዕካዕ
ንድሕሪት ተመለስ