ናውቲ: መሳርሒ - Įrankiai


inkaras
መልህቅ


priekalas
መተርኣስ ናይ ዝቅጥቀጥ ሓጺን


ašmenys
መላጸ:ላማ


lentos
ሰሌዳ:ጣውላ:ኣማከርቲ ሽማግለ:


varžtas
ብሎኒ:ተሰጋጥ:ዓለባ:ውንጫፈ


butelių atidarytuvas
መክፈት ጥርሙስ


šluota
መኮስተር:ዓይነት ተክሊ


šepetys
ኣስፋስላ:መልከዪ


kibiras
ሳንኬሎ


diskinis pjūklas
መጋዝ


atidarytuvas
መቅደዲ ታኒካ


grandinė
ሰንሰለት


grandininis pjūklas
ሰንሰለታዊ መጋዝ


kaltas
ቡንታ:መጽረቢ ዕንጸይቲ:መንደል


apvali pjūklo geležtė
ሸረር ዝብል በሊሕ መጋዝ


gręžtuvas
መንደል:ትራፓኖ:መኩዓቲ ማሽን


šiūpėlukė
መጉሓፊ


sodo žarna
ካርትሽ መስተይ ማይ ናይ ጀርዲን


trintuvė
መፋሕፍሒ:መፍሓቂ


plaktukas
ማርቴሎ:መዶሻ


vyris
መላገቢ ናይ ማዕጾ


kablys
ዓንቃሪቦ:ጋንሾ:ማዕጺድ:መንጠልጠሊ


kopėčios
ተተካሊ መሳልል


laiškų svarstyklės
ፊደላዊት ሚዛን


magnetas
ካላሜታ


skiedinys
ጭቃ መንደቅ:ዓይነት ኣጽዋር:መውቀጢ


vinis
መስማር


adata
መርፍእ


tinklas
መርበብ


mama
ዳዶ ናይ ብሎኒ


mentelė
ሰኣልቲ ዝጥቀሙሉ መሳርሒ ናይ ሕብርታት


padėklas
ፍርናሽ ሓሰር


šakės
መስአ


oblius
ነዳፊ:ወጣኒ


replės
ፒንሳ


vežimėlis
ዓረብያ ኢድ


grėblys
ራስትሬሎ: መግፈፊ ሓሰር ን ሳዕርን ወይ ርስሓት


remontas
ምጽጋን


virvė
ገመድ


liniuotė
መስመር


pjūklas
መጋዝ


žirklės
መቐስ


varžtas
ቪተ


atsuktuvas
ካቻቪተ


siūlai
መስፈይ ክዳን ፈትሊ


kastuvas
ባዴላ


verpimo ratelis
ፈታሊት መንኮርኮር


spyruoklė
ሞላ


ritė
ቁኒን


plieninis lynas
ሓጺን ዝውሽጡ ገመድ


lipni juosta
ሜትሮ


sriegis
ፈትሊ


įrankis
መሳርሒ


įrankių dėžutė
ሳጹን መሳርሒ


kastuvėlis
ማንካ ነዳቃይ


pincetas
ወረጦ


spaustuvai
ፋቸታ


suvirinimo įranga
መሳርሒ መልሓሚ ወይ ፋጉሮ


karutis
ናይ ኢድ ዓረብያ


laidas
ስልኪ


skiedros
ርሺ


veržliaraktis
መፍትሕ እንግሊዝ