መዝገበ ቃላት

ቴክኖሎጂ   »   Tecnologia

la pompa dell‘aria

መናፍሕ ኣየር

la foto aerea

ዘይጭበጥ ግን ኣብ ኣየር ዝረአ ስእሊ

il cuscinetto a sfera

ኩችነቶ

la batteria

ባተሪ

la catena della bicicletta

ካቴና ናይ ብሽክለታ

il cavo

ሽቦ:ጥምሮ ገመድ ካሬንቲ

l‘avvolgicavo

መጠቅለሊ ገመድ ካሬንቲ

la fotocamera

ካሜራ

la cassetta

ሸሪጥ:ካሴት

il caricabatterie

ካብ ኤለትሪክ ን ባትሪ ዝመልእ መሳርሒ

la cabina di guida

ኣብረርቲ ዝርከቡሉ ክፍሊ ናይ ነፋሪት

l‘ingranaggio

ሰናን መንኮርኮር

il lucchetto a combinazione

ብዙሕ ቁጽርታት ዘለዎ ዓይነት መፍትሕ

il computer

ኮምፕዩተር

la gru

ዕፍሪት መኪና

il computer desktop

ዓይነት ኮምፕዩተር

la trivellazione

ናውቲ ኵዕታ ምድሪ

il meccanismo

ምዝዋር

il dvd

ዓይነት ኣቁሑት ኮምፕዩተር ከም ሲዲ ዘገልግል

il motore elettrico

ኤሌክትሪካዊ ሞቶረ

l‘energia

ጸዓት

l‘escavatore

ፈሓሪት ሓመድ ማሽን

il fax

ፋክስ

la cinepresa

ናይ ካሜራ ፊልም

il disco floppy

ዓይነት መሳርሒ ናይ ኮምፕዩተር

gli occhialoni

ዓቢ መነጽር

il disco rigido

ሃርድ ዲስክ

il joystick

ኣብ ስክሪን ኮምፕዩተር ዝጽሕፍ ብርዒ

il tasto

መፍትሕ

l‘atterraggio

መውረዲ:መራገፊ

il laptop

ዓይነት ኮምፕዩተር

il tosaerba

ቀምቃሚት ሳዕሪ

l‘obiettivo

መጉልሒ

la macchina

ማሽን

l‘elica

ማይያዊ ሞቶራዊ ቀዛፊ

la miniera

ማዕድን ዝፈሓረሉ ቦታ:ጉድጋድ ምንካል:ነታጊ ምጽዋድ

la presa multipla

ዝተፋላለየ ዓቀን ዘለዎ ሶኬት

la stampante

ሓታሚት ጽሑፍ ማሽን

il programma

መደብ

l‘elica

ደፋኢ:ቀዛፊ

la pompa

ፖምፓ

il giradischi

ዴክ

il telecomando

ካብ ርሑቅ ንተለቪዥን ክውልዕን ከጥፍእን ዝኽእል መሳርሒ

il robot

ኤለትሮኒካዊ ሰብ መሰል ባምቡላ

l‘antenna satellitare

ኣንቴና ናይ ሳተላይት

la macchina da cucire

ሰፋይት ማሽን

la pellicola

ብፕሮጀክተር ዝራኣይ ፊልም

la tecnologia solare

ብጻሓያዊ ጻዓት ዝሰርሕ ቴክኖሎጂ

lo space shuttle

መንኮርኮር ናይ ህዋ

il rullo compressore

ደግዳጊት

l‘ammortizzatore

ናውቲ ስርዓተ-ጸቕጢ

l‘interruttore

መወልዕን መጥፍእን

il metro a nastro

ሜትሮ መዐቀኒ

la tecnologia

ስነ ኪነት

il telefono

ተሌፎን

il teleobiettivo

ካብ ርሑቅ ክስእል ዝኽእል መነጽር

il telescopio

ንርሑቅ ዘሎ ነገር ኣቅሪቡን ኣጉሊሑን ዘርኢ መሳርሒ

la chiavetta USB

ክፋል ናይ ኮምፕዩተር

la valvola

ቫልቮላ

la videocamera

ቪድዮ መቅድሒ

la tensione

ዓቀን ቮልቴጅ ኣብ ኤለትሪክ

il mulino ad acqua

ማያዊ መንኮርኮር

la turbina eolica

ምንፋሳዊ ሓይሊ ዝዝወር ሞቶረ

il mulino a vento

ጠሓኒት ንፋስ
ንድሕሪት ተመለስ