መዝገበ ቃላት

ኩነታት አየር   »   Vrijeme

barometar

ኣየራዊ ጸቕጢ እትዕቅን መሳርሒት

oblak

ደበና

hladnoća

ዝሑል

polumjesec

ቅርጺ ወርሒ

tama

ጸልማት

suša

ድርቂ

zemlja

ምድሪ

magla

ግመ

mraz

በረዳዊ ኣስሓይታ

poledica

በረቕረቕ ምባል

toplina

ሙቐት

uragan

ህቦብላ

ledenica

ዘበባ በረድ

munja

በርቂ

meteor

ሜትዮር

mjesec

ወርሒ

duga

ቀስተ-ደበና

kapljica kiše

ጥብታ ዝናብ

snijeg

ውርጪ

pahuljica snijega

ዕንኳር ውርጪ

snjegović

ብውርጪ ዝተሰርሐ ሓወልቲ ልደት

zvijezda

ኮኾብ

oluja

ህቦብላዊ ዝናብ

olujni valovi

ህቦብላዊ ግንፋለ

sunce

ጸሓይ

zraka sunca

ጨረርታ ጸሓይ

zalazak sunca

ዕራርቦ ጸሓይ

termometar

ቴርሞሜተር

nepogoda

ብበርቅን ነጐዳን ዝተሰነየ ዝናብ

sumrak

ጽልግልግታ

vrijeme

ኵነታት ኣየር

mokri uvjeti

ጠሊ ዘለዎ ኵነታት ኣየር

vjetar

ንፋስ
ንድሕሪት ተመለስ