መዝገበ ቃላት

ርክብ፡ ምብህሃል   »   Communication

address

ኣድራሻ

alphabet

ፊደላት እንግሊዝኛ

answering machine

መልእኽቲ ተቀቢላ መልሲ ክትህብ እትኽእል ማሽን

antenna

ኣንቴና

call

ጻውዒት

cd

ናይ ኮምፕዩተር ከም ፍላሽ ዘገልግል መሳርሒ

communication

ርክብ:ምንጪ መራኸቢ

confidentiality

ምስጢራውነት

connection

ምትእስሳር

discussion

ዝርርብ

email

ብኮምፕዩተር ዝግበር ዝተፋላለየ ዓይነት ርክብ

entertainment

መዛናግዒ

express item

ብህጹጽ ክለኣኽ ዘለዎ ንብረት

fax machine

ፋክስ

film industry

ፊልምታት ዝሰርሕ ትካል

font

ጽዋእ

greeting

ስላምታ

greeting

ሰላምታ

greeting card

ካርተሊና

headphones

መስምዒ እዝኒ

icon

ግራፊካዊ መለለዪ

information

ሓበሬታ

internet

ናይ ኮምፕዩተር መርበብ ሓበሬታ

interview

ቃለ መሕተት

keyboard

ሰሌዳ:ሰደቃ

letter

ደብዳቤ

letter

ደብዳቤ

magazine

መጽሄት

medium

መራኸቢ

microphone

ምክሬፎን

mobile phone

ተንቃሳቃሲት ተላፎን

modem

ከም ፍላሽ ኮይኑ ንኢንተርነት ዘገልግል መሳርሒ

monitor

ሓደ ክፍሊ ኣካል ናይ ኮምፕዩተር

mouse pad

ንመጽሓፊ ዘገልግል ክፋል ናይ ኮምፕዩተር

news

ዜና

newspaper

ጋዜጣ

noise

ጫውጫውታ:ረብሻ

note

መዛኻኸሪ

note

ኖታ ናይ ሙዙቃ

payphone

ተሌፎን ናይ ጽርግያ

photo

ስእሊ

photo album

መትሓዚ ስእሊ

picture postcard

ናይ ስእሊ ካርተሊና

post office box

ሳጹን ቤት ጽሕፈት ፖስታ

radio

ራድዮ

receiver

ካብ ሳተላይት ዝቅበል ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ

remote control

ኣብ ርሑቅ ኮንካ ትቆጻጸረሉ መሳርሒ ናይ ተሌቪዥን

satellite

ሳተላይት

screen

ካብ ረሲቨር ወይ ፕሮጀክተር ተቀቢሉ ስእሊ ዘርኢ መሳርሒ:መጋረጃ

sign

ምልክት

signature

ክታም

smartphone

ዝተራቀቀት ዓይነት ሞባይል ተሌፎን

speaker

መጉልሒ ድምጺ

stamp

ማሕተም

stationary

ናውቲ ቤት ጽሕፈት

telephone call

ጻውዒት ተሌፎን

telephone conversation

ዝርርብ ተሌፎን

television camera

ካሜራ ናይ ተሌቪዥን

text

ሓጺር ጽሑፍ ወይ መልእኽቲ

tv

ተሌቪዥን

video cassette

ካሴት ናይ ቪድዮ

walkie talkie

ረድዮ ሃለው

web page

ብዌብሳይት ዝመሓላለፍ ጽሐፍ

word

ቃል
ንድሕሪት ተመለስ