መዝገበ ቃላት

ፍረታት አትክልቲ   »   Fruits

almond

ተሪር ፍረ ዘለዎ ኦም

apple

ቱፋሕ

apricot

ንቱፋሕ ዝመስል ፍሩታ

banana

ባናና

banana peel

ቅራፍ ባናና

berry

ፍረ

blackberry

ጸሊም ፍረ

blood orange

ቀይሕ ዝኸርሱ ኣራንሺ

blueberry

ብሉ ቤሪ

cherry

ቸሪ

fig

በለስ ጥልያን

fruit

ፍሩታ

fruit salad

ማችዶንያ/ሰላጣ ፍሩታ

fruits

ፍሩታታት

gooseberry

ፍሪኡ ዝብላዕ ዓይነት ቆጥቃጥ

grape

ወይኒ

grapefruit

ግረይን

kiwi

ኪዊ

lemon

ለሚን

lime

ጽማቝ ለሚን

lychee

ሊቺ/ፍሩታ ቻይና

mandarin

መንደሪኒ

mango

ማንጉስ

melon

ዓይነት ሓብሓብ

nectarine

ዓይነት ኩኽ

orange

ኣራንሺ

papaya

ፓፓዮ

peach

ኩኽ

pear

ምስ ቱፋሕ ዝማሳሰል ዓይነት ፍሩታ

pineapple

ኣናናስ

plum

ፕላም

plum

ልሙጽ ቆርበቱ ከቢብ ፍረ

pomegranate

ሜለ ግራና ዓይነት ፍረ

prickly pear

እሾኽ ዘለዎ ዓይነት ፍረ

quince

ንማልማላታ ዝኸውን ዓይነት ፍረ

raspberry

ዓይነት ፍረ

redcurrant

ቀይሕ ዓይነት ፍረ

star fruit

ኮኾባዊ ፍሩታ

strawberry

ቀይሕ ደቂቅ ልምሉም ፍረ

watermelon

ብርጭቅ
ንድሕሪት ተመለስ