መዝገበ ቃላት

እንስሳታት   »   Životinje

Njemački ovčar

ዓይነት ከልቢ

životinja

እንስሳ

kljun

አፍ መትኮቢ ናይ ኣዕዋፍ

dabar

ኣግራብ እትቆርጽ ዓይነት እንስሳ

ugriz

ነከሰ:ጎድአ:ዓትዓተ:ጭራም:መግቢ

divlja svinja

ተብዓታይ መፍለስ ወይ ሓሰማ

kavez

ቤት ማእሰርቲ ምሩካት:በዓቲ:ሰፈር አዕዋፍ

tele

ምራክ:ቆርበት ምራክ:ፈርሲ ዳንጋ

mačka

ድሙ

pile

ጫቚት

kokošка

ደርሆ

jelen

ዓጋዜን

pas

ከልቢ

delfin

ዓይነት ዓሳ:ኣቡሰላማ

patka

ደርሆ ማይ

orao

ንስሪ

pero

ክንቲት

flamingo

ነዊሕ እግርን ክሳድን ዘለዋ ዑፍ

ždrijebe

ዒሉ ናይ ፈረስ ወይ አድጊ

stočna hrana

መግቢ

lisica

ወካርያ

koza

ጤል

guska

ዓዓ ዑፍ

zec

ማንቲለ በረካ

kokoška

ደርሆ

čaplja

ናይ ማይ ዑፍ

rog

ቀርኒ

potkovica

ጫማ ናይ ፈረስ

jagnje

ዕየት

oglav

መምርሒ ከልቢ(መቆጻጸሪ)

jastog

ጸፋር እንስሳ ባሕሪ

ljubav prema životinjama

ፍቅሪ እንስሳ

majmun

ህበይ

brnjica

አፍን አፍንጫን ናይ እንስሳ:ልጋም ምግባር

gnijezdo

ሰፈር ጭሩ

sova

ጉንጋ

papagaj

ሕንጻይ:ፓፓጋሎ

paun

ጽቡቅ ክንቲት ዘለዋ ዓባይ ዑፍ

pelikan

ሓሓት ዓይነት ዑፍ

pingvin

ኣብ ባሕሪ እትርከብ ዘይትነፍር ዑፍ

kućni ljubimac

ፍቱው ሰብ ወይ እንስሳ:ቁጠዐ:ምቅብጣር

golub

ርግቢት

kunić

ማንቲለ

pijevac

ኣርሓ ደርሆ

morski lav

ኣብ መሬትን ባሕርን ዝነብር እንስሳ

galeb

ሮብራ

foka

ዓሳ ዝምገብ እንስሳ ባሕሪ:ማሕተም:ዓሸገ:ሓተመ

ovca

በጊዕ

zmija

ተመን

roda

ራዛ ባሕሪ

labud

ዓባይ ዓይነት ደርሆ ማይ

pastrmka

ዓይነት ዓሳ

tuka

ታኪን

kornjača

ጎብየ ባሕሪ

lešinar

ኣሞራ

vuk

ተኩላ
ንድሕሪት ተመለስ