መዝገበ ቃላት

ዓይነታት ስፖርት   »   Sport

akrobatiek

ኣክሮባት

aërobiese oefeninge

ምንቅስቃስ ኣካላት

atletiek

ጉያ

pluimbal

ባድሚንተን፡ ብዓቢ ባሊና ዝጽወት ዓይነት ስፖርት

balans

ሚዛን:ማዕርነት:ተረፍ:ምምጥጣን

bal

ኩዕሶ

bofbal

በይዝ-ቦል፡ ሻኲ

basketbal

ኩዕሶ ሰክዔት

biljartbal

ኩዕሶ ናይ ቢልያርዶ

biljart

ቢልያርዶ

boks

መኸተ ጉስጢ

bokshandskoen

ጓንቲ ናይ መኸተ ጉስጢ

ligte gimnastiek

ምውስዋስ ኣካላት

kano

ታንኳ

motorwedren

ውድድር መኪና

katamaran

ጃልባ

klimsport

ምሕኳር:ምድያብ

krieket

ዓይነት ስፖርት:ዕንጭራር

veld ski

ናይ በረኻ ውድድር ምንሽርታት በረድ

beker

ዋንጫ:ጽዋእ:ብርጭቆ

verdediging

ምክልካል:ምምካት

gewig

ኣካላት መደልደሊ ዝለዓል ሓጺን

ruiter

ክኢላ ምግላብ ፈረስ

oefening

መላማመዲ

oefeningsbal

መላማመዲት ኩዕሶ

oefenmasjien

መላማመዲት ማሽን

skerm

ሓጹር ምሕጻር

vin

ክንፊ ናይ ዓሳ

visvang

ምግፋፍ ዓሳ

fiksheid

ብቅዓት

voetbalklub

ጋንታ ወይ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ

frisbee

ፍሪስቢ

sweeftuig

ሞቶር ኣልቦ ነፋሪት

doel

ሸቶ:ዕላማ:ቦርታ

doelwagter

ሓላዊ ልዳት

gholfklub

ጋንታ ወይ ማሕበር ናይ ብበትሪ እንዳቀላዕካ ኣብ ጉድጋድ ምእታው ዝጽወት ዓይነት

gimnastiek

ምውስዋስ ኣካላት

handstand

ተገምጢልካ ብኢድ ደው ምባል

vlerksweeftuig

ዓይነት ሞቶር ኣልቦ ነፋሪት

hoogspring

ንላዕሊ ምንጣር

perderesies

ውድድር ኣፍራስ

warmlugballon

ናይ ውዑይ ኣየር ፓላንቺና

jag

ሃድን

yshokkie

ቃርሳ በረድ

ys-skaats

በረዳዊ ምንሽርታት

spiesgooi

ምውርዋር ጭማራ

draf

ዘብዘብ ምባል

sprong

ዝላ

kajak

ብዕንጨይትን ቆርበትን ጅርባን ዝተሰርሐት ታንኪ

skop

ረግሐ:ሸንደሐ:ቀልዐ

reddingsbaadjie

መሐንበሲ ጃኬት

maraton

41.6 ኪ.ሜ ዝንውሓቱ ቅድድም ጉያ እግሪ

oosterse vegkuns

ወትሃደራዊ ስነ-ጥበብ ከም ካራተ:ታይኮንዶን ካልእን

mini-gholf

ንኡስ ንጥፈት ጎልፍ

momentum

ርባሕ ናይ ፍጥነትን ርዝነትን ናይ ሓደ ዝንቀሳቀስ ኣካል

valskerm

ጋንጽላ

valskermsweef

ብጋንጽላ ምብራር

hardloper

ጎያዪ:ተላኣኣኪ:ሸተት መበሊ:ነዊሕ ጨርቂ:ከም ሮማዲ ዝኣመሰሉ ኣትክልቲ

seil

ጋንጽላ ናይ መርከብ:ጉዕዞ ባሕሪ:ብጋንጽላ ኣብ ባሕሪ ምዝዋር

seilboot

ጃልባ ጉዕዞ ባሕሪ

seilskip

መርከብ ጉዕዞ ባሕሪ

kondisie

ቅርጺ:መልክዕ

ski-baan

ዙርያታት ምንሽርታት በረድ

springtou

ሃክቲ

sneeuplank

ኣንሸራታቲት ኵችነተ በረድ

sneeuplankryer

ብኵችነተ በረድ ዘንሸራትት ሰብ

sport

እስፖርት:ውድድር:ጻወታ:መዛናግዒ:

muurbalspeler

ተጻዋታይ ዱላን ኵዕሶን

kragoefening

ስልጠና ትርሪ ኣካላት

strek

ምዝርጋሕ:ሰጥ ምባል:ባሬላ:ቃሬዛ

branderplank

ኣብ ማዕበል ንምንሽርታት ዝሕግዝ ጣውላ

branderplankryer

ኣብ ማዕበል ዘንሸራትት ሞያዊ ሰብ

branderplankry

ብኣንሳፋፊ ጣውላ እናተሓገዝካ ዝግበር ናይ ምንሽርታት ጸወታ

tafeltennis

ኣብ ጣውላ ዝጽወት ዓይነት ቴኒስ

tafeltennisbal

ኩዕሶ ናይ ጣውላ ቴኒስ

teiken

ዕላማ:ሸቶ:ዒላማ:ግዳይ

span

ጋንታ:ጉጅለ

tennis

ኩዕሶ ውድድር ቴኒስ

tennisbal

ኩዕሶ ቴኒስ

tennisspeler

ተጻዋታይ ኩዕሶ ቴኒስ

tennisraket

መህረሚ ኩዕሶ ቴኒስ

trapmeul

ጉያ እግሪ እተአንግድ ስፖርታዊት ማሽን

vlugbal-speler

ተጻዋታይ ኩዕሶ መርበብ

waterski

ማያዊ ምንሽርታት

fluitjie

ፊስካ:ፋጻ

windplankryer

ክኢላ ንፋሳዊ ምንሽርታት

stoei

ውድድር ቅልስ:ባእሲ

joga

ዮጋ/ናይ ህንዲ ስርዓት ኣስተንትኖ
ንድሕሪት ተመለስ