Learn Languages Online!

Home  >   50languages.com   >   ትግርኛ   >   ጣሊያንኛ   >   Table of contents


95 [ተስዓንሓሙሽተን]

መስተጻምር 2

 


95 [novantacinque]

Congiunzioni 2

 

 

 Click to see the text! arrow
  
ካብ መዓስ ኣትሒዛያ ዘይትሰርሕ?
ካብ መርዓኣ?
እወ ካብ ተመርዓው ኣትሒዛ ኣይትሰርሕን እያ ዘላ።
 
 
 
 
ካብ ተመርዓው ኣትሒዛ ኣይትሰርሕን እያ ዘላ።
ካብ ዝፋልጡ ኣትሒዞም ሕጉሳት እዮም።
ደቒ ካብ ዝህልዎም ብዙሕ ኣይወጹን እዮም።
 
 
 
 
መዓስ ድያ ትደዋወል?
ኣብ ጉዕዞ?
እወ፣ መኪና ክትዝውር ከላ።
 
 
 
 
መኪና ክትዝውር ከላ ትደዋወል እያ።
ከተስታርር ከላ ተለቪዥን ትርኢ እያ።
ዕዮ ክትሰርሕ ከላ ሙዚቃ ትስምዕ።
 
 
 
 
መነጽር እንተ ደኣ ዘይብለይ ዋላ ሓንቲ ኣይርኢን እየ፣ ።
ሙዚቃ ክንድቲ ዓው እንተኢሉ ዋላ ሓንቲ ኣይርድእን እዩ፣ ።
ሰዓል እንተሒዙኒ ዋላ ሓደ ኣይሽትትን እየ፣ ።
 
 
 
 
ማይ እንተሃሪሙ ታክሲ ክንወስድ ኢና ፣ ።
ሎቶሪ እንተ ተዓዊትና ናብ ምልእቲ ዓለም ንክንገይሽ ኢና ።
ሕጂ እንተዘይመጺኡ ፣ምብላዕ ክንጅምር ኢና ።
 
 
 
 

 


Downloads are FREE for private use, public schools and for non-commercial purposes only!
LICENCE AGREEMENT. Please report any mistakes or incorrect translations here.
Imprint - Impressum  © Copyright 2007 - 2018 Goethe Verlag Starnberg and licensors. All rights reserved.
Contact
book2 ትግርኛ - ጣሊያንኛ for beginners