Learn Languages Online!

Home  >   50languages.com   >   ትግርኛ   >   ጣሊያንኛ   >   Table of contents


5 [ሓሙሽተ]

ሃገራትን ቋንቋታትን

 


5 [cinque]

Paesi e lingue

 

 

 Click to see the text! arrow
  
ጆን ካብ ሎንዶን እዩ።
ሎንዶን ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ትርከብ ።
ንሱ እንግሊዝኛ እዩ ይዛረብ ።
 
 
 
 
ማርያ ካብ ማድሪድ እያ።
ማድሪድ ኣብ ስፓኛ ኢያ ትርከብ ።
ንሳ ስፓኛ እያ ትዛረብ ።
 
 
 
 
ጴጥሮስን ማርታን ካብ በርሊን እዮም።
በርሊን ኣብ ጀርመን እያ ትርከብ።
ንስኻትኩም ክልተኹም ጀርመንኛ ትዛረቡ ዶ?
 
 
 
 
ሎንዶን ሓንቲ ርእሰ-ከተማ እያ።
ማድሪድን በርሊንን ውን ርእሰ-ኸተማታት እየን።
እዘን ርእሰ-ከተማታት ዓበይትን ዓው ዝበላን እየን።
 
 
 
 
ፍራንሳ ኣብ ኤውሮጳ እያ ትርከብ ።
ግብጺ ኣብ ኣፍሪቃ እያ ትርከብ ።
ጃፓን ኣብ ኤስያ እያ ትርከብ ።
 
 
 
 
ካናዳ ኣብ ሰሜን-ኣመሪካ እያ ትርከብ ።
ፓናማ ኣብ ማእከል-ኣመሪካ እያ ትርከብ ።
ብራዚል ኣብ ደቡብ-ኣመሪካ እያ ትርከብ ።
 
 
 
 

 


Downloads are FREE for private use, public schools and for non-commercial purposes only!
LICENCE AGREEMENT. Please report any mistakes or incorrect translations here.
Imprint - Impressum  © Copyright 2007 - 2018 Goethe Verlag Starnberg and licensors. All rights reserved.
Contact
book2 ትግርኛ - ጣሊያንኛ for beginners