97 [ተስዓንሸውዓተን] |
መስተጻምር 4
|
![]() |
97 [noranta-set] |
||
Conjuncions 4
|
| |||||
ተለቪዦን ተወሊዑ ከሎ፣ድቃስ ወሲዱዎ፣ ።
| |||||
መስዩ እንከሎ፣ ገና ኣይከደን።
| |||||
ተቋጺርና እንከለና ፣ ኣይመጸን ።
| |||||
እቲ ተለቪዦን ተወሊዑ ኔሩ፣ ኮይኑ ግን ድቃስ ወሲዱዎ።
| |||||
መሲዩ እዩ ኔሩ። ኮይኑ ግን ገና ኣይከደን።
| |||||
ተቋጺርና ኔርና። እንተ ኮነ ግን ኣይመጸን ።
| |||||
ሽሕ‘ኳ ፍቓድ መዘወሪ ኣይሃልዎ እምበር ፣ መኪና ይዝውር ኢዩ።
| |||||
ሽሕ‘ኳ ጽርግያ ለማጽ ከሎ ቀልጢፉ እዩ ዝዝውር።
| |||||
ሰኺሩ ከሎ ብሽግለታ ይዝውር።
| |||||
ፍቓድ መዘወሪ የብሉን። ኮይኑ ግን ይዝውር ኢዩ ።
| |||||
እቲ ጽርግያ ለማጽ እዩ። እንተኾነ ግን ቀልጢፉ እዩ ዝዝውር።
| |||||
ንሱ ሰኺሩ እዩ። ኮይኑ ግን ብብሽግለታ ዝዝውር።
| |||||
ሽሕ‘ኳ ተማሂራ ከላ ቦታ ስራሕ ኣይትረኸበትን፣ ።
| |||||
ቃንዛ ከለዋ፣ናብ ሓኪም ኣትኸይድን እያ፣
| |||||
፣ገንዘብ ዘይብላ ከላ መኪና ትገዝእ።
| |||||
ዩኒቨርስቲ ወዲኣ ከንሳ ዝኾነ ቦታ ስራሕ ኣይትረኸበትን እያ።
| |||||
ቃንዛ ከለዋ። እንተኾነ ግን ናብ ሓኪም ኣይትኸይድን እያ።
| |||||
ንሳ ገንዘብ የብላን። ኮይኑ ግን መኪና ትገዝእ።
| |||||
Downloads are FREE for private use, public schools and for non-commercial purposes only! LICENCE AGREEMENT. Please report any mistakes or incorrect translations here. Imprint - Impressum © Copyright 2007 - 2018 Goethe Verlag Starnberg and licensors. All rights reserved. Contact book2 ትግርኛ - ካታላንኛ for beginners
|