»

födelsedagstårta
ቶርታ ናይ ዕለተ ልደት

efterrätt
ድሕሪ መግቢ ዝቅረብ ዓይነት መግቢ

dessert
ድሕሪ መግቢ ዝቅረብ ዓይነት መግቢ

ketchup
ካብ ኮሚደረን በርበረን ዝስራሕ ክሬም

lasagne
ኣብ ፎርኖ ዝበስል ዓይነት ፓስታ

pannkaka
ኣብ ባዴላ ዝስራሕ ምቁር ሕብስቲ

ättiksgurka
ዝኩኒ ዝመስል ዓይነት ሓምሊ

jordgubbstårta
ብፍረ እስትሮበሪ ዝስራሕ ዶልሺ