ዓይነታት መስተ »
Băuturi
sticlă de bere
ጥርሙስ ናይ ቢራ
cappuccino
ጸባን ቡንን ዝተሓሰ ውዑይ ዝስተ
pahar de șampanie
ብርጭቆ መስተዪ ሻምፓኝ
cocktail
ሕውስዋስ መስተ ወይ ፍረታት
dop din plută
ቡሽ መወተፊ ጥርሙስ
suc de fructe
ጽማቅ ናይ ፍሩታታት
suc de portocale
ጹማቅ ኣራንሺ
pahar din plastic
ካብ ፕላስቲክ ዝተሰርሐ ኩባያ
vin roşu
ዝስተ ኣልኮላዊ ቀይሕ ወይኒ
whisky
ዊስኪ ዓይነት ኣልኮላዊ መስተ
vin alb
ዝስተ ኣልኮላዊ ጻዕዳ ወይኒ