ክዳውንቲ »
Clothing
backpack
ኣብ ዝባን ዝሕንገጥ ቦርሳ
bikini
ናይ ደቂ ኣንስትዮ መሐንበሲ ክዳን
clothes peg
ኣስፒሎ መስጥሒ ክዳን
hiking boot
ኣብ ገጠር ዝዝውተር ዓይነት ቡት ጫማ
laundry basket
ዘንቢል ወይ ሳንኬሎ ናይ ቤት ሕጽቦ
leather boots
ብቆርበት ዝተሰርሐ ነዊሕ ጫማ
snow boot
ኣብ ጊዜ ቀዝሒ ዝምለስ ዓይነት ጫማ
straw hat
ብላኻ ዝተሰርሐ ባርኔጣ:ቆብዕ
winter clothes
ኣብ ጊዜ ዛሕሊ ዝዝውተር ክዳን